ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑታት ክሽየጥ ሰዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ምቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 16/11/2011 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 19/11/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo