ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ሂወት እርሻ መካናይዜሽን ኃ/የተ/የግ/ማህበር በ2010/2011 ዓ.ም የምርት ዘመን ከተመረተው ጥሬ ጥጥ የተገኘው የጥጥ ፍሬ ብዛቱ 10,000/ አስር ሺ ኩንታል ያህል በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ከወግድ (ክሸይጥ) ይደሊ። በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ ንብረት ዝኮነት ዘገልገለት ትሰርሕ ናይ ሽንት ቤት መጣጢት ታንከር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ውሱን ጨረታ ኵሓ ሆስፒታል ኣገልግሎቶም ዝሓለፎም ዝውገዱ ባህርዛፍ ዝተቆረፁን ዘይተቆረፁን ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ፡፡ እቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት ንብረት ኵሓ ሆስፒታል መፂእካ ምርኣይ ክትገዝኡ ትክእሉ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት 3ይ መንፈቅ ዓመት ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ዝተኣከቡ ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ። በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዝተፈላለዩ ቀርፅራፅ ሓፃዊን፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ጠቅላላ ብግምት 300 ኩንታል ዝኸውን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝኣረጉ ናይ ዝ/ዩ መካይን ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።