ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትሪን ክልል ትግራይን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ንሕጋውያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ዝ/ዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ኮምፒተር ዝኣረጋ፣ ፕሪንተር፣ ዴስክ ወንበር ዝኣረጋ፣ ድረቅወንበር ዝኣረገ፣ መርቢን ንካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ፡፡

ትካልና መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ዘገልገለ ባህርዛፍ ናይ ሞራሌን ፕላይ ውድን ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ፣ ዘገልገለ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ላሜራን ቴንዲኖን ቁርፅራፅ ሓፂን፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A,150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 23.10*25፣ ዘገልገለ ናይ ካርታማ በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ኬምካል በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ኬምካል ፕላስቲክ በርሚል፣ ዝተቃፀለ ዘይቲ//፣ ዘገልገለ ናይ ሲሚንቶ ከረጢት /ጭረት/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮቴራፒ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘራ ዘገልገላ መካይን ተሽከርከርቲ በቲ ዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ሓራጅ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ክገዝእን ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ይደሊ። ስለዚ ካብ 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብቲ ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ንነብሲ ወከፍ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ነብሲ ወከፍ ሰነድ ብበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትው ኣለኩም፡፡ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳደርና ክነወግድ ንደሊ፡