ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሴ ልምዓት ዳ.ኣ.ን.ት ክልል ትግራይ

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1000 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝኽእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት እንተዘይወሲዱ ንመኸበሪ ጨረታ ዘትሕዞ መጠን ገንዘብ ናብ መንገስቲ ኣታዊ ይግበር

4 ንመሸጣ ዝተዳለወ ዝርዝር ንብረት ካብ ኤጄንስና ምዉሳድ ዝክእሉ ኮይኖም ካብ ዕለት 08/01/2012 ዓ.ም ክሳብ 19/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 5ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2012ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ እንተዘይተረኪቦም እዉን ጨረታ ምክፋቱ ኣይተኣጋጎልን

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 5ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo