ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ በመምርሒ ምምሕዳር ንብረት ብሄራዊ ክልላዊ መንግቲ ትግራይ በዝፈቀዶ መሰረት ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝተፈላዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓደስቲ ክዳዉንቲ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ኣቅሑት ማለት ትቦ ብረት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ሞተርን መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ጀነሬተራት ፣ ሓፂን መፂንን ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስኸ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ደቀቅቲ ናዉቲ፣ ስፔር ፓርት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ብርጅ ስቶን ጎማ ናይ መኪና ዲኮር፣ ናይ ፔጆ ጎማ ናይ ጆሊ ጎማብሓራጅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ኣብቲ ትካልና ዝርከቡ ዲ ፒ ኢ ፓይፓት ጥረ ኣቕሓ ሒዞም ዝመፁ ፕላስቲካት ፣ ጀነሬተራትን፣ ናይ መኪና ጎማን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቀለ ቅ/ፅ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ ዕቃዎች በዝግ ጨረታ ባሉበት ሁኔታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ሆስፒታል ዉቅሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ክዉገዱ ዝበሎም ናዉቲ ማለት እዉን ዘገልገሉን ዘየገልገሉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ካልኦት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ