ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ዘገልገሉ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ኣብያተ ትምህርቲ መፃሕፍቲን ስብርባር ተምሃሮ ዴስክታትን ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ስፔራት ወናብራት ዝተፈላለዩ ንብረታት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 07/04/2012ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ

2 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/04/2012 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት 20/04/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

3 መከበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ሲፒኦ ወይ ካዓ ጥረገንዘብ ብር 25000.00

4 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50

5 እዚ ጨረታ ንቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10 /09 14 01 04 87

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo