ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን 1ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ዘጎልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

1 መኸበሪ ጨረታ 2000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ይካኣል

3 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉንተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 /09 14 13 01 20 /09 25 30 75 92  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo