ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትዠደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ከባቢ ሂወት ሕርሻ ዝርከብ ፀፀር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ኣብ መኽዝን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ናይ ማይ ቱቦ ፣ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ በመምርሒ ምምሕዳር ንብረት ብሄራዊ ክልላዊ መንግቲ ትግራይ በዝፈቀዶ መሰረት ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝተፈላዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓደስቲ ክዳዉንቲ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ኣቅሑት ማለት ትቦ ብረት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ሞተርን መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ጀነሬተራት ፣ ሓፂን መፂንን ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስኸ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ደቀቅቲ ናዉቲ፣ ስፔር ፓርት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ብርጅ ስቶን ጎማ ናይ መኪና ዲኮር፣ ናይ ፔጆ ጎማ ናይ ጆሊ ጎማብሓራጅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም