ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን በዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ደረቅ ወንበር ስብርባር ጎማ መኪና ፕሪንተር ፣ ኮምፒተር ዝተፈለለዩ ዝኣረጉ መፃሕፍቲ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለስ 30 ከፊሎም ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ክሳብ 20/04/2012ካብ ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ 3000  ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 20/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ 8፡30 ይክፈት

ንተወሳ ሓበሬታ 03 46 67 00 78 /09 14 44 02 78  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo