ቤት ፅሕፈት ት /ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ ማለት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር :ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት :ናይ መኪና መለዋወጢን ኤሌክትሮኒክስ

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት 1ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቕሮ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ንከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለዩ ናይ ታፒሳርያ ስራሕቲ ጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ዝስዕብ ንብረት ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ስዒቡ ዝተቐመጠ ሮቅሓ ዝተማልኡ ክትጫረቱ የፍልጥ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ፅሕፈታት ት/ፋይናንስን : ፍትሒ : ምም/ር ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርንቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዕድግ ይደሊ

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፋይል ካብኔት ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ንመፃሕፍቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፍን ኤክስኩቲቭ ኪንፈረንስ ቴብል ኦምፓርትድን : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን