ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላኽን ንብረት ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝደለና

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንፍልጥ

  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 107 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ መሸጢ ሰነድ                             50.00 ብር
  • ናይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑ መሸጢ ሰነድ     30 .00 ብር
  • ናይ መካይን ሃለኽቲ ኣቑሑን ከም ጎማ መኪና ወዘተ መሸጢ ሰነድ  50.00 ብር
  • ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቐሑ መሸጢ ሰነድ                         100.00 ብር
  • ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቑሑ መሸጢ ሰነድ                   100.00 ብር
  • ናይ ፈርንቸር ኣቐሑ ሰነድ                                       100.00 ብር

2 ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ

4 ዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊልኩም ዘቕርብ

5 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 04/ 4/2008 ዓ/ም እስካብ 14 /04/2008 ሰዓት አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14 /104/ 2008 ሰዓት 11:00 ይኸዉን 

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 15 /04/ 2008 ሰዓት 3:00

8 ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታይኽፈት

9 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ

10 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይገብሩ አብቲ ተቐመጠ ግዜ አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን

11 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ

12 እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን: አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት ይብሉን

13 ብተወሳኪ አብቲ ተቐሚጡ ዘሎ እስፐስፊኬሽን ምስራዝ ዝተከልከለ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo