ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ
  1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
  2.  ቲን ነምበረ ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ  ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬት  ዋናን ቅዳሕን  ከቅርቡ ዝክዝሉ
  3.  ተመዝገብቲ ተወሳኪ  ስቴት ታክስ  ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረዱ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ዘርኢ ኣግራባት ግና ኣይግደዱን
  4.  ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 19 ታሕሳስ 2008 ዓም  ክሳብ 5 ጥሪ  2008 ዓም  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ  ንሕድሕድ ሎት ብምክፋል  ምዉሳድ ይክእሉ ። እዚ ማለት ሎት1 ናይ ፖርት ዕጥቂ፣ ሎት 2 ናይ ዘርኢ ኣግራባት፣ ሎት 3 ናዉቲ ቤተ ፈተነን ኬሚካልን ፣ ሎት 4 ስራሕቲ ሕትመት ፣ሎት 5 ፈርኒቸር
  5.  ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ  ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  6. ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 5 ጥሪ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ  በቲ ዕለት  ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7.  ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም  ናይቲ ጨረታ ስነስርዓት  ኣይተኣጋጎልን
  8.  ተጫረቲ  ሰዓራይ ኮይኖም  ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም  መጋዕዝያ ቻብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብባዓል ሞያ ኣፈቲሾም የረክቡ ።ንሎት 4ን ሎት 5ን ኣብ 25 ተከታተልቲ  መዓልቲ ይከዉን
  9.  እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  10. ናይ ጨረታ ዋጋ ጨኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ መዉሳክ ወይንም ምንካይ ይካኣል እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0914190333 ወይድማ 0918083986    ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo