ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንፍልጥ

  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 107 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር

2 ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ

4 ዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊልኩም ዘቕርብ

5 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 07/ 4/2009 ዓ/ም እስካብ 20 /04/2009 ሰዓት አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 21 /04/ 2009

8 ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታይኽፈት

9 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ

10 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይገብሩ አብቲ ተቐመጠ ግዜ አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን

11 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ

12 እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን: አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት ይብሉን

13 ብተወሳኪ አብቲ ተቐሚጡ ዘሎ እስፐስፊኬሽን ምስራዝ ዝተከልከለ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo