ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሸራተን ወንበር ናይ ኣዳራሽ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንኣካዳሚን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ካፍቴርያ ማሽናት ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ንተሃነፅቲ ሕጊ መንበሪ ገዛዉቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ዘድሊ ማተሪያል ህንፃ ናዉቲ ኣቅሑት መደበኛ በጀትን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስኣ ቅሑት : ናይ ቢሮ ቀዋሚ ንብረት : ወናብርን :ኮምፒተራትን :ላፕቶፓትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ዝዉገድ ቀዋሚ : ንብረት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ኣቀሑት ቢሮ ሎት: ክልተ ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ULGDP II ሸልፊ በዓል 4ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓምበጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀዋሚ ንብረት ብግልፂ ቀወምቲ አቅሑት ቢሮ : መጎጎ ኤሌክትክ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ን ዝተፈላለዩ ቆዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ወንበር አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ