ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተር ሳይክልን : ኣቁሑት ቢሮ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 በዚ መሰረተ ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም

4 መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና : ኮምፒተርን ተዘመድቲ ኣቅሑትን : ኣቁሑት ፈርኒቸር ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣበ ዉሽጢ 8 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮም ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር ናይ ፈርኒቸር ድማ 30 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ሰሪሑ የረክብ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ሞተር ንብሰወከፎም 2000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ፈርኒቸር ንብሰወከፎም 6000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

8 እቲ ጨረታ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 30 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምግዛእ ይከኣል

10 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ

11 ሰዓራይ 20 % ኣብ ነዉሰከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347740661 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo