ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ዘዉፅዕ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2010ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ

2 Tin Number ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::

3 ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ)ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታ ንምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ከፊልኩም ትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስን ዝተፈላለዩ ቆዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ብንፁር በቲ ዝወፁ Specification ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ደረጃ ይኸዉን::

7 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይን ዝሽነፎ ንብረት እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት IT/ ርክብ ህዝቢ ብ/ተጠቀምቲ/ ትክክለኛ ምኮኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዝብ ይወስድ

8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን

9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርናይጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከም ዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ

11 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 1/13/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/01/2011 ዓ/ም ይኸዉን::

12 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 10/01/2011 ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::

13 ብመምረሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘ ሆልድ 2 % ክኸፍል አለዎ::

14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊትንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታትይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo