ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደንቢ ክዳን ላዉንደሪ መድረቂን መተኮስን ማሽናት ፍርጅን ከምዉን ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገብረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ፈርኒቸር(ቢሮ አቁሑት) ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብምድብ መቂሉ ምድብ 1 ወንበረን ጠረጰዛን : ምድብ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ላፕቶፕ : ምድብ 3 መሳርሒ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝተፈለላዩ ኣብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸር ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ናይ ቢሮ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ኪራይ መኪናን:ኣቀሑት ቢሮን ታቢላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተራት ላፕቶፓት: ናይ ተምሃሮ ወንበርን :ደረቅ ወንበር : ሸልፍ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኔትዎርክ :ኮንክሪት ፓሎታት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ካርቶግራፊ : ቴራዞ ኮፍ መበሊ: ፋዉንቴን ጣዉላታትን: አንግል ኣይረን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት አገግሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ቢሮን :ንስራሕቲ ሕትመት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ በጀትን ካብ ስረዑ በጀትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2010 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ