ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓቢይ ዓዲ (ተንቤን) ዝተዘጋጀዉ ንመንበሪ ዝተዳለወ 101 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ከተሓላልፍ ይደሊ።

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ክላስተር ከተማ እንትጮ ከምቲ ዝተለመደ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝተደንገገ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓነቀፅ 1 ብፊደል ተራ ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንበሪ ሕዉስዋስ ትካል ወይ እዉን ድርጀት ወዘተ ተረፈ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንከማሓላልፍ ይደሊ

ከይዲ ስራሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ካደስተርን ከተማ ሽረ 92 ፕሎት መንበሪ 26 ፕሎት ድርጅትን ብድምሩ 118 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብጨረታ ሊዝ ኣብ በጀት ዓመት 6 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 68 ንመንበሪ፣ ንንግዲ፣ ንመዉዐሊ ህፃናት፣ ንመጥሓንን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 331 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምልማዕን ምምሕዳርን ምዝገባ ትሕዝቶ መሬት ከተማን ካዳስተርን ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ኣብ ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 6ተ ከጫርት ካብ ዝሐዞ ቀዳማይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንትካላት ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.60ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎም ቦታታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ የደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 1 ክሳብ 12 ሰነ 2012ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 67 ንመንበሪ ፣ ንግድን ፣ ንመዉዓሊ ህፃናትን ፣ መጥሓንን ዝዉዕሉ ጠቅላላ 186 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ኣብ 6ቲኤን ክፍለ ከተማታት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬትን ምሕደራን ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለን ምርካብ ይካኣል

3ይ ዙር ስሩዕ ጨረታ ኣብ 2012ዓ/ም ን ብ ሊዝ ዝሽየጥ መሬታት ዝርዝር ምልክታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ናይ ጨረታ ዝሽየጥ ቦታታት ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ