ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 1 ክሳብ 12 ሰነ 2012ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 67 ንመንበሪ ፣ ንግድን ፣ ንመዉዓሊ ህፃናትን ፣ መጥሓንን ዝዉዕሉ ጠቅላላ 186 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ኣብ 6ቲኤን ክፍለ ከተማታት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬትን ምሕደራን ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለን ምርካብ ይካኣል

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ብተወሳኪ ካብ 30 ሰነ 2012ዓ/ም ጀሚሩኩም ዉፅኢት ተወዳደርቲ ብምክታ ምርኣይ ይካኣል

1 እቲ ጨረታ ሰነ 12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ሰነ 15 /2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት  3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ይክፈት

2 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 73 32

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo