3ይ ዙር ስሩዕ ጨረታ ኣብ 2012ዓ/ም ን ብ ሊዝ ዝሽየጥ መሬታት ዝርዝር ምልክታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ናይ ጨረታ ዝሽየጥ ቦታታት ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ

ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ

1 ናይ ትካላትን  ካልኦትን ዘበን ሊዝ 70ዓመት እንትኸዉን ጠቅላላ ቀሪ መክፊሊ ዋጋ ድማ ካብ 30 ዓመት ንታሕቲ ይኸዉን  ናይዚ ዘበን ናይ መንበሪ 99 ዓመት እንትኸዉን  ንመኽፈሊ እዋን ድማ 50 ዓመት እዩ

2  ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ሊዝ 20% ናይ ምኽፋል ግቡእ ኣለዎም

3 ናይ ጨረታ መገምገሚ ነጥብን መለክዕታትን ዋጋ ሊዝ ቅድመ ክፍሊት እንትኾኑ ዋጋ ሊዝ ንሜትር ካሬ ካብ 80 ሚኢታዊ ይሕሰብ ቅድመ ክፍሊት ድማ 20 ሚኢታዊ ዝሕሰብ ይኸዉን  

4 ሰነድ ጨረታን ሳንዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ከ/ስ/ምም/ር /ልምዓት ማነጅመንት ቢሮ ቁፅሪ 3 ይርከብ

5 ዋጋ ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብምዕዳግ ብመለክዒ መሰረት ዝተማለአን ስፒኦ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ዝጫረትዎ ቦታ ዝርእሉ ግዜ ካብ 12/09/2012ዓ/ም 18/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ይከዉን

7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ን 10 ናይ ስራሕ መዓልታት ይኸዉን

8 ጨረታ ብምዕዳግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝጅመረሉ ግዜ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡00 ይከዉን

9 ምዕዳግ ሰነድ ጨረታ ዝዛዘመሉ ግዜ ድማ 21/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ይኸዉን

10 ሰነድ ጨረታ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓሺጉ ዕለት 24/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ቅድሚ ምጭራቶም 5 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ስፍሓት ቦታ ንመበገሲ ዋጋ ተራቢሑ ዝርከብ ዉፅኢት ካብ ባንኪ ወይ ፋይናንሳዊ ዉፅኢት ናይምትሓዝ ግብእ ኣለዎም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo