ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንትካላት ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.60ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎም ቦታታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ የደሊ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ስለዚ ኣብዚ መደበኛ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላትን ዉልቀ ሰባትን ንክትሳተፉ ንዕድም ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 26/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 05/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ 15 ተኸታታሊ መዓልቲ ዉሽጢ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል ሰነድ ጨረታ ዝርከቦሎም ቦታታት

1 ኣብ መቐለ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 03

2 ዓብይ ዓዲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ዓብይ ዓዲ

3 ኣኽሱም ኣብ  ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ዞባ ማእኸል ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ህንፃ

4 ሽረ እንዳስላሰ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ዞባ ሰ/ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግሪን መናፈሻ ካብ ዕለት 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 05/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ

5 መኸበሪ ጨረታ ንዓብይ ዓዲ መሬት 5000.00 ብር ንሽረ እንዳስላሴ መሬት ብር 25000.00 ብር ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

6እቲ ጨረታ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ጠጠዉ ይብል ማለት እዉን ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00  ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ መቐለ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ጥራሕ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረከቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ 0342403434/0910538392

ዓብይ ዓዲ 0991675471/0979389592

ኣክሱን 0347753260/0914788888

ሽረ እንዳስላሴ 0914259419

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo