ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቁሐት 2 ናይ መኪና ላቫጆ 3 ጎሚስታ ግልጋሎት 4 ሕትመታት /ባጅን ጠረዼዛን ማይካን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፣ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ መኪና ፅገና ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ወንበር ጠረዼዛን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ላቫጆ መኪናን ፎቶ ኮፒ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ motአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2011 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅገና ጉልበት መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መኪና : ናይ ሞር ሳይክል ጉልበት ፅገና : ስፖርትን ዕጥቅን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ላባጆ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት እቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ኤክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ናይ ጋራዥ ፅገና መኪና ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓም ና ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መለዋወጢ አቁሑት ሞተርሳይክልን ፣ ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ግዝኢትን ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።