ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ናይ መንግስታዊ ኣብየተ ፅሕፈት መካይን ሰርቪስ ማለት እዉን ፅገና ንምግባር መለዋወጢ ኣቅሑት ንምቅያርን ናይ ኢድ ጉልበት ማለት እዉን ዋጋ ጥራሕ ሰብ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳሳላሴ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከፀግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

1 ናይ 2011ን ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲ ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል:

3 ብርኪ ክልተን ልዕሊኡን ዝኮነ ጋራጅ ዝገልፅ ቀዋሚ ምስክር ዝተዉሃበ ካብ ንግድን ኢንዱስትሪን መንገድን መጎዓዝያን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ድክለሬሽን ዠገበረሉ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

 5 ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከፀግን ዝክእል መችዉ ዝኮነ ጋራጅ ቦታ ሐለዋ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

6 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብ ጥረገንዘብ ወይ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 09/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/01/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን ሰዓትን ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን ዋጋ ዝተመልአ ጥራሕ በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ተፃሒፉ  ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም ፡፡

8 እቲ ጨረታ 26/01/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት፤

10 ቤት ፅሕፈትና ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344330043 ብሞባይል 0913331979  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo