ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገናን ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጃ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ሰብ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና

ዉዕሊ ዝኣስር ንሓደ ዓመት ኮይኑ ኩነታት ኣፈፃፅማ ተራእዩ ዝህደስ

ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቁሑት ብትካልና ዝቀርብ ይከዉን

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት

2 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርተፊኬት

3 እዚጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ  ካብ  ዕለት 05/1/2012 ዓ/ም  ጀሚሩ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምግዛእ ትክእሉ

4 ጨረታ ብዕለት 01/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅ/ቀ ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 2 ሚኢታዊ ብዘቅረብዎ ጠቅላ ዋ ብመልክዕ ሲፒኦ ዘትሑዙ

5 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408780

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo