ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሐት ኣይሲቲ ፣ መኪና መፀገኒ ጉልበት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ ናይ ኢድ ዋጋ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2012ዓ/ም ጎምስታ ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ /ናይ ጉልበት ዋጋ/ ብግልፂ ጨረታ ክወዳድር ይደሊ ስለዚ ክትጣረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለ ዝደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ንናይ ተሽከርከርቲ መርመርቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከመርምር ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኤሌክትሪክ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ፅገና መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መኪናታት/መጠገኒ/ ናይ ኢድ ዋጋን ፣ ኦክስጅን ኮንሰንትረተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ኢድ ዋጋ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገና፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና ስፔር ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ናይ ሞዴል ኢነትረ መኪና ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ጋራዥ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ንክትወዳደሩ ንዕድም