ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ላቫጆ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ፅገና ኣጎልግሎት፣ ናይ ካፍተርያን ሬስትራንትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ZNA ዝዓይነተን ሞዴል 1033 UBX ዝኾና መካይን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክተሬት ምዉፋርን ፣ፅገናን ተሽከርከርትን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈረሉ ብቁዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ሙሉእ ቦዲ ሕድሳት ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ፈርኒቸር ፅገና ፣ ላባጆ ሕፅበት፣ ጎሚስታ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና መኪና ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘመን ጋራዥ ደረጃ 3ተ ልዕልኡን ኣወዳዲርና ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ (ጋራዥ ) ፅገና ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም