ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናዉቲ መመገቢ ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ካምፒን መሳረሒ ኣቅሑት (Comping Materials)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ናይ ስካኒያ ኣዉቶብስን ናይ አናእሽተይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ፅሬት አቁሑት: ሰሌዳ: ናይ ምሕደራ ሆቴል መሰልጠኒ አቁሑትን መስተታትን: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሕፈት አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት :ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ :ኤለክትሮኒክስ ንምፅጋን :ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2009ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ካባቢ ሜሊ ንዝሃንፆ ናይ ወረቂ ፕሮጀክት ግልጋለት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት

ኤጀነሲ ልምዓት ኣባይቲ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ጣብያ ደደቢት ዝርከብ ብመነን ሆቴል ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ደሊዩ አሎ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒንብረታት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራት ፍርናሽን : ደምብልብሲ ናይ ተሃነፅቲን ሓካይምን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ