ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምቲርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኣዉቶ ሞቲቭ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ምግቢ መዳለዊ ኣቅሑት: ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ

1 ናይ 2010/2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቫት ወይ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኾምነኩም በቢወርሑ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓ/ም ደክሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቲን ናምብር ዘለኩም

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ብኣካል ወይ ድማ ብሕጋዊ ወኪሎም መክበሪ ጨረታ

ንናይ ህንፃ መሳርሒ 5000 ቅርሺ: ንናይ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 5000 ቅርሺ:

ንኣቅሑት ኣዉቶ ሞቲቭ 5000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ናይ ምግብ መዳላዊ ኣቅሑት 2000 ቅርሺ

: ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

6 አብቲ ዝተዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዕለት 30/01/2011 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ምእታዉ ይክእሉ

7 ዝሰዓርዉ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ አብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሻምን ክታምን ከማልኡ አለዎም

9 ሰነድ ጨረታ ንምውሳድ ዝክፈል ዋጋ 30 ቅርሺ ብምካፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ዕ/ፋ/ምም/ንብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/02/2011 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተቀባልነት የብሉን

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344431202 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo