ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣለማጣ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ዘለኩም : ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ተወሳኪ እሴት ታክስን ዘለኩም

2 ንምግቢ ተንከፈን ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተመዝገብቲ እዉን ክወዳደሩ ይክእሉ እዩም

3 መክብሪ ጨረታ ነቶም ቅድም ክብል ዝተዘርዘሩ ምግቢ ተንከፈን ራቨር ሽትን ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ 3000 ቅርሺ ንቶም ዝተረፉ ድማ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ጥረ ገንዝብ ወይ እዉን ቼክ ከትሕዝ አለዎ

4 ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብድሕሪቱ ናይቲ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዝ ከምዘለዎ

5 አሸናፊ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ብዉዕሊ መሰረት ጠቅሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

6 ናይዚ ጨረታ ዉዕሊ ነቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩሉ ዓይነት ቀረብ ሰሙናዊ ወርሓዊ ኣታዊ ዝገብር ዘጠቃለለ ክከዉን ከም ዘለዎ ኣብ ግምት ዉሽጢ ክኣትዉ ከምዘለዎ ይግባእ

7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኣላማጣ ሆስፒታል ከቅርብ ዝክእል

8 ኣብዚ ምልክታ እዚ ዘይተገለፀ ሮቆሒታት ብመምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 4/2007 መሰረት ተገዛኢ ዝከዉን ተጫራታይ

9 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 22/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 1/01/2011 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

10 እቲ ጨረታ ዕለት 2/01/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

11 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

12 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 034774 02 51 ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo