ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ናይ ግሪነሪ ኣቅሑት፣ ናይ ቧንቧ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ሳዕርን ተክልታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል ንናይ ሕርሻ ልምዓት ዝውዕል ሞተር ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ዘርኢ፣ ብግልፂ ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ሎት 2 ዝተፈላለዩ ናይ ደን ዘርኢ ሕትመት : ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ : በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ኮሌጅና ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታተን ናይ መኪና ስፔር፣ናይ እንስሳት ናውቲን መድሓኒትን፣ናይ ኤሌክትሪክ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ኣቑሑት ፣ናይ ፅሬትን ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብየት ፅሕፈት አጠቃቅማ መሬት ሐለዋ ሰነ ከባቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ሕርሻ :ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናይ ዘርኢ ኣግራባት: ደርሆን ናይ ደርሆ ምግብን ካብ ናይ ኣየር ለዉጢ ተፅዕኖ ፕሮጀከት በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ናይ ምርምር ኣቑሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማሓድነትኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመትን ትካል ናይ ግሪነሪስራሕቲ :ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈትመሳርሒ : ፅሬትኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓልን : ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ : ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት : ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ