ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል ንናይ ሕርሻ ልምዓት ዝውዕል ሞተር ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 በቢ ስራሕ ዘርፎም ናይ 2010/2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ናይ 2011 ዓ/ም መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል   

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ።

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ክሳብ 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ፀኒሑ ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

4 ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓፂር መዓልቲ ንመቐለ ቤት ህንፀት ምስ ኣረከበ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ልዕሊ 10000.00 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝከፍል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ።

5 ተወዳደርቲ ኣብቲ ዝሰዓርዎ ንብረት 20% ክውስኽ ወይ ክቅንስ ይኽእል እዩ።

6 መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-411454 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo