ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ዘርኢ፣ ብግልፂ ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ፤

2 ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን፤

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 23/04/2011 ዓ/ም ይከዉን።

4 መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል።

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/04/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 እዩ። ጨረታ ዝኸፈተሉ 24/04/2011 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኸዉን።

7 ሰዓራይ ኣካል 10% ውዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ሰዓራይ እቲ ንብረት በበዓል ሞያ ተፈቲሹ ቅቡል ምስኾነ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን። ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል፤

9 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ ዝኽእል፤

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346-640172/0346-640209 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo