ዋናኒ ከይዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይንስን ንብረት ምምሕዳርን ማእከል ቤት ፅሕፈት ዓዲግራት ንመሳርሒ ፅሕፈት ሎት ሐደ መሳርሒ ህንፃ ሎት ክልተ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ትካልና አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፅጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒስክ :ኣቅሑ ዝተፋላለዩ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሪየት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈለለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ አክስሰሰሪ ብምዓልታዊ ሒሳብ ንዝቅፀሉ ኣዋርሕ በጀት ዓመት ን 2016 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድጋ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቴክኒክ መሳርሒታት ንምዕድጋ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባስነይቲ ኣበቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይእዉን ናዉቲ ቤት ዕዩ ሎት ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ: ፅሬት ኣቀሑት :ፈርኒቸራት: ናዉቲ ሕክምና: ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ

ቤት ፍርዲ መረብ ለከ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንግልጋሎት ዳይነት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሕትመት: ኣናሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወ/ቆላ ተምቤን ዓብይ ዓዲን ንናይ ቤት ፍርዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብሎት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ UNDP ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : መሳርሒ ህንፃን :ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ