ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓም ንእሽተይ ባትሪ ንማይክ ዋየርለስ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓደዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝተፋላለዩ መሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት ኤሌክትሮነክሲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ጠሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትመሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ንፅሬት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ጋልቫናይዝድ ቱቦታትን ናይ ማይ ብረት መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፅርቲ ናይ ቴክንካል ኣቅሪቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናኣሰይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑ ቢሮን : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ UIIDP Budget ናይ ኤሌክትሮነክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2016 በጀት ዓምት ንዘካይዶም ግልጋሎት ህንፀት መንገዲን ፅገናን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት : መሳርሒ ህንፃ : ኪራይ ማሽናት: ነዳዲ : ስቴሽነሪን : ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ