ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገለ ንብረት ፅሕፈት መሳሪሒ ኤለክትሮኒክስጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንበረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No :ዕደ/ፋይ/01/602/16

ዕለት/ቀን/Date :07/08/2016

ምልክታ ጨረታ ዘገልገሉ ንብረት

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገለ ንብረት ፅሕፈት መሳሪሒ ኤለክትሮኒክስ ጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንበረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለ'ዚ እቲ ልዕል ኢሉነ ዝትገለፀ ክትዕድጉ እትደልዩ ንዕድም።

⇒ ዋጋ ዝመለእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይና ክልል ትግራይ ዳ/ዕድ/ፋይ/ንብ/ምም/ር 100 ብር ብምኽፋል ካብ 07/08/2016 ክሳብ ዕለት 16/08/2016ዓ/ም ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 261 ምውሳድ ይከኣል።

= ናይ ጨረታ መኽበሪ 1000.00/ሓደ ሽሕ ብር/ብጥረ ገንዘብካሽ ብሽም ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይና ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ከትሕዝ

ኣለዎ።

⇒ እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት 16/08/2016ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ሰዓት ተዓሸጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽፈት

⇒ መቕረብቲ ባዕሎም እንተዘይተረኺቦም እቲ ኮሚሽን ናይ ምኽፋት መሰሉ ሕሉው እዩ።

⇒ ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም።

⇒ ብመሰረት ዝኣተዉዎ ዉዕሊ ኣብ ዝተብሃለ ግዜ እንተዘይፈፂሞም ተሓተቲ ከም ዘይ ኾንና ነፍልጥ።

⇒ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ጥራሕ ይኸዉን።

⇒ ተጫረትቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ምስ ገበሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስ ፖርትን ጉልበትን እቲ ንብረት ከልዕሉ ይግባእ ኾይኑ ግና ኣብ ዝተመደበሎም ግዘ እነተዘይ ኣልዒሎም በቢ መዓልቱ 1/1000ብር ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቕላላ

ዉዕሊ መኽበሪ ዝኸፈል ምኻኑ ነፍልጥ።

⇒ ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ ተጨራቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ግዜ ገደብ ዉሽጢ ቐሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት 2% ናይ ጨረታዉዕሊ መኽበሪ ዝኸፈል ምኻኑ ነፍልጥ።

⇒ እቲ ኮሚሽን ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ምዃኑ

⇒ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 261 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0342-40 99 25 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo