ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኣበያተ ዕዩ ወረዳና ዘገልግሉ መሳርሒታት ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ናይ 2016 ዓም በቲ ዝፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይት ግብሪ ዘለዎም

3 ኣብ ዕግዲት ንምሳታፍ ዘክእል መንግስታዊ መለለይ ቁፅሪ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ዘለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ኮይኖም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይድማ ጥሪ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከቅርቡ እትክእሉ

6 ጨረታ ንተከታታሊ 15 መዓለቲ ይፀንሕ

7 ጨረታ ካብ 1/8/2016 ዓም 15/8/2016 ዓም ኣበ ዘሎ ግዜ 200 ቅርሺ እናከፈሉ ኣብ ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳና ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጨረቲ ህንፃ መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ 16/8/2016 ዓም ረፋድ ሰዓተ 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ረፋድ 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ድማ 16/8/2016 ዓም ረፋድ ሰዓተ 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ረፋድ 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ኣብቲ ጨረታ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምንክእል ክፈለጡ ይግባእ

10 ንብሰወከፍ ኣቅሓ ነፀላ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ ተፈልዩ ክቅመጥን ናይቲ ትካል ፊርማ ምህተም ክህልዉ ይግባእ

12 ተጫረቲ ዝእተዉ መወዳደሪ ሰነድ ቆንቆ ኣምሓርኛ ክከዉን አለዎ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ግብሪ ዘካተትነ ዘይካተተን ምካኑ ክገልፁ አለዎም

15 ካብዝደለ ኣቅሑት ዉሱናት ጥራሕ ዋጋ መሊእካ ምእታዉ ተቀባልነት የብሉን

ንተወሳኪ  ሐበሬታ 0344210089  / 0344210276

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo