ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ ስራሕቲ መፀባበቂ ስራሕ ማለት መሬት ምንፃፍ :ናይ ላብራቶሮ መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይዚ እዚ ዘበን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን : ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ

2 መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩምመረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

5 እስካብ ታሕሳስ ወርሒ 2016 ዓም ቫት ዲክለር ዝገበርኩም

6 መከበሪ ጨረታ ንላብራቶሪ ኣቅሑት 40000 /ኣርባዓ ሽሕ ቅርሺ / : ንመፀባበቂ ህንፃ ስራሕቲ መሬት ምንፃፍ 15000 / ዓሰረተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / :ንኤሌክተሮኒከስ  30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /ከትሕዝ ዝክእ

7 ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ኢቭሎፕ ሐደ ዋናኡን ሐደ ቅዳሑን ቴክኒካል ደኩመንት ሐደ ዋናኡን ሐደ ቅዳሑን  ፋይናንሻልን ደኩመንት ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ  19 /8/2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ቅ/ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ማለት እዉን እሰፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ

10 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዳይሬክተን ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

11 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሒዙ ክቀርብ አለዎ

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ተጫረቲ ዋጋ ዝመሉ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ዝርዝር መለከዕን መግለፂን በሕዚን ክከዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  ኣብ ዓዲ ሽንዱሕን ማይ ኣምስ ናብ ኢድ የማን ሐደ ሚኢቲ ሚትሮ ንርከብ ብቁፅሪ ስልኪ 0914034539  0910385045

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo