ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ኤለክሮኒክስ: ናይ አናእሽተይ መካይን ጎማ ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ

ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተጫረቲ ከማልአዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝክእል::

2 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጠ ትወዳደሩ ትኽእሉ::

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 25/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ 5/ 1/ 2009 ዓም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር Â ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::

5 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብር 3000 ንጎማን ፊልትሮታትን 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል::

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 5/1 /2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

7 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐወ እዩ::

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347771009 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo