ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም

ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት

ምድብ 2 አቁሑት ፅሬት

ምድብ 3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ

ምድብ 4 መለዋወጢ አቁሑት መኪና

ምድብ 5 አቁሑት ሕትመት

ምድብ 6 ዕጥቂ ስፖርት

ካብ ምድብ 1 ክሳብ ምድብ 6 በቢዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ምድብ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምከፋል ካብ 18 ነሓሰ ዓም ክሳብ 3 ጳጉሜን 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

እቲ ጨረታ 3 ጳጉሜን 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምረኣይ ይከኣል

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0345510562 /0934201064 /0914786225 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo