ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ኣበሄር ዕ/ዓርቢ

ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት :ናይ ፅሬትን: ኤለክትሮኒክስን አቁሑት

ሎት 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ:ናይ ጣዉላን ሓፂንን :ናይ ኤለክትሪክን አቁሑት

ሎት 3 ናይ አዉቶን :ናይ መኪናን መለዋወጢ አቁሑትን ካልኦት ንብረታትን

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ግብሪ 2008 ዓ ∙ም ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
  2. ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት አዉን ቲን ነምበር ዘለዎን ናይ መቅረባይነተ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብእዋኑ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ወይንድማ ብ ሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል

ን ሎትሓደ 3000 ቅርሺ ፣

ንሎት ክልተ 3000 ቅርሺ ፣

ንሎት ሰለስተ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

  1. ንኩሎም ዓይነት ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ 24/12/2008 ክሳብ 05/01/2009 ሰዓት 5 ፡00 ምዉሳድ ይከኣል
  2. ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወዳዳሪ ቅድሚ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲÂ ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ ኣለዎ
  3. አብ እዎን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕን ንምዝባዕ ዝፍትንን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን
  4. ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡን ስርዝ ድልዝ ዘይፍቀድ ምካኑን ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ብተወሳኪ ዉን ኩሎም ሰነዳት ብሽም አቲ ትካል ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ኣለዎም
  5. ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ዓርሱ ምግላል ኣይፍቀድን
  6. እዚ ጨረታ 05/01/2009 ዓ ም ሰዓት 5፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. እቲ ትካል እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠን 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይንድማ ክንኪ ይክእል እዩ
  8. እቲ ትካልዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚጨረታዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343460314 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo