ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝክፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን/TIN/ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎምን :VAT ተመዝገብቲን ናይ ቫት ዲክሌሬሽን ዝቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናስን ምምሕዳርን ንብረት Â ካብ 26/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኤለክትሮኒክስ ስፖርት ዕጥቅን ንንሕድሕዱ 3000 ቅርሺ : ንቢሮ አቁሑት ንሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ዜብራ ቀለምን ንንሕድሕዱ 4000 ቅርሺ ንዶዘር ክራይ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ህንፃ መሳርሕን ንንሕድሕዱ 15000ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል ትኽእል

4 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ንተከላ 6/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 06/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ Â ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እናዳ ማርያም ቤተ ክርስተያን እዩ::

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ወይ 0344408501 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo