ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣቁሑት ማላት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጥን ናይ ፅገና ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን

2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣

3 ንተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ናይ ሓምለ ነሓሰ 2011 ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ

4 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

5 ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኤጄንስና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም  ፣ ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ንሕድሕድ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ጥራሕ እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 106 ካብ ዕለት 12/01/2012 ክሳብ27/01/2012 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪን ንሕድሕድ ጨረታ 5000.00 ን ብር 3000.00 ብ ስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ኤጄንስና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 27/01/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo