ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ናይ ዘበኑ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ፣ቲን ናምበር፣ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ፣ተወሳኺ እሴት ታክስ ዘለኩም ፣ ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክላርሲዮን ዘማላእኩምን ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩምን፣ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ፅሬት ኣቁሑትን፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድትን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ፈሪኒቸርን፣ ክሎሪ ተዛመድቲ ኣቁሑትን ፣ መኪና መለዋወጢ ፣ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑ፣ ስፖርታዊ ዕጥቅን፣ ሞተርን ባጃጅን መለዋወጢ ኣቁሑ፣ ኣብ ናይ ኤችዲቢኢን ፣ በረት ትቦን መጋጠጠሚ ማይን፣ ሞባይል መለዋወጢ ኣቁሑ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ይዕድም፤

3 መከበሪ ጨረታ ካብ 20000 ክሳብ 3000 ብምትሓዝ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/01/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም፤

3 እቲ ጨረታ 23/01/2012 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን፤

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-452872 ወይ 0344-450106 ምሕታት ይከአል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo