ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዩ ቴንዲኖ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርነቸር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት

ጥላሁንይግዛዉቴክኒክንሞያንመሰልጠኒማእኸልኮሌጀዝተፈላለዩኣቕሑትብግልፂጨረታኣብናይ 2007 ዓ/ምበጀትዓመትኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩሕጋዊያንነጋዶዝስዕብረቆሓክተማልኡይግባእ::

የወልቃይትስኮርልማት ለ2007 ዓምበጀትዓመትአገልግሎትየሚዉሉየየለያዩዕቃዎችማለትምምድብ 1 የስቴሽነሪዕቃዎች, ምድብ 2 የፅዳትዕቃዎች, ምድብ3, የኤሌክትሪክዕቃዎች , ምድብ 4 የህንፃመሳርያዕቃዎች ,ምድብ 5 አልጃና ፍራሽ ,ምድብ 6, የመለዋወጫዕቃዎች ብግልፅጨረታአወዳድሮለመግዛትስለሚፈልግመስፈርቱንየምታሞሉተጫራቾችእንድትወዳደሩ ይጋብዛል::

ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ንህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ሓሸዋን እምንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃን መሳርሒ ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን 2ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅ/መሳርሒ : ህ /መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ቐዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት : ፀፀርን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ንባዪጋዝ ዩኒት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::