ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ከሚካላትን ናዉቲ ላባራቶሪ

2 ጉርዲ ፎቶ ግራፍ ማለት እዉን 3 x4 ምልዓል ኣብ 17 ጣብያታት እናተዘዋወርካ ምስኣል

3 ዝተፈላለዩ ኣዝርእቲ ዘርኢ መኖ ማለት እዉን  ቀለብ እንስሳ

4 ብረታብረት ማለት እዉን ማዕፆን መስኮትን

5 ሑፃ ብሎኬት ፀፀር ስሚንቶ

6 ፈርኒቸር ዝኣመሳሰሉን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልከት  ኮይኑ ናይ  2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
  2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ዓም ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
  5. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 25 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ  ካበ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2  60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ  12 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና  ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ  ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  8. እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ጨረታ  ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 

ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo