ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ 2% ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 25 /4/ 2008   - 10/5/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

  •  ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556  ወይም  0914786075 ምርካብ  ይካአል እዩ::

            ዝርዝር ዝዕደጉ ኣቑሑት

ተቑ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

ብር

ብር

1

ቆርቆሮ

32 ጌጅ

ቁፅሪ

332

 

 

 

 

 

2

ምስማር

በዓል ቆቢዕ

ኪሎ

50

 

 

 

 

 

3

ምስማር

በዓል 6 ሳ/ሜ

ኪሎ

10

 

 

 

 

 

4

ምስማር

በዓል 8 ሳ/ሜ

ኪሎ

15

 

 

 

 

 

5

ምስማር

በዓል 10 ሳ/ሜ

ኪሎ

20

 

 

 

 

 

6

ምስማር

በዓል 12 ሳ/ሜ

ኪሎ

15

 

 

 

 

 

7

ልህፂ መገጣጠሚ/ ቦንዳ/

 

ኪሎ

68

 

 

 

 

 

8

ሸጋጭ ንእሽተይ ጥምብል

 

ቁፅሪ

02

 

 

 

 

 

9

ሸጋጭ ዓብይ ጥምብል

 

ቁፅሪ

03

 

 

 

 

 

10

ባልና ሚስት

ዓብይ

ቁፅሪ

04

 

 

 

 

 

11

ባልና ሚስት

ንእሽተይ

ቁፅሪ

08

 

 

 

 

 

Sub Total

 

 

 

 

 

 

VAT (15%)

 

 

 

 

 

 

Grand Total

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo