ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
  1.  ብመሰረት እዚ ተጫራቲ  ሕጋዉን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን
  3.  አብ ተወሳኪ  እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን ሒሳብ ዘፍለጠሉ  መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ
  4. መኽበሪ ጨረታ ነነፍስወከፍ ጨረታ ሰነድ  3,300.00 ቅርሺ  ብብሄራዊ ባንኪ ዝተረጋጋፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምቅራብ ዝክእል ወይድማ ብጥረገንዘብ ከቅርብ ዝክእል
  5.  ሰዓራይ ጨረታ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ንዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መከበሪ ዘትሕዝ ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮለጅ ኪነጥበባት ትግራይ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
  6. ንነፍስወከፍ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንፅሕፈት መሳርሒን ህንፃ መሳርሒ 15 ቅርሺ ንኣቁሑት  ንፅሬትን መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን10 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ምምሕዳር ንብረትን  ካብ ዕለት 7/04/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 25/04/ 2008 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ ናብቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ሳንዱቀ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
  7.  ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/04 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 25/04/2008ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
  8.  ኣብ ምንግስታዊ ቤት ዕዩ ኣብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ኣብ ናይ ኣቕሑትን ግልጋሎት መቕረብቲ ምኻኖም ዘረጋገፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ቅዳሕ ገይሮም ከትሓሕዙ አለዎም::
  9.  ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ይግባእ
  10.   ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::
  11.   እቲ ኮለጅ ካብቲ ዝሰዓረ ንብረት 20% ክዉስክን ክቕንስን ይኽእል::
  12.  አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ሓበሬታ እንትሃልይዎም አብ መብርሂ ይሓብሩልና::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo