ኮሌጅን ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን2010 ዓም ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ናውቲ ፅሬት :ናውቲ ኮምፒተር :ፅሩብ እምኒ: ሑፃ :ብሎክት :ቐላሚጦስ :ናዉቲ ኣዉቶ ሞቲቭ :ናዉቲ ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ህንፃን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዮ ንብረታትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንአገልግሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍትኔት በጀት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ንፅገና ኪራይ ኣባይቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ ካፒታልን በጀትን ዝክፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ሐሸዋን ብሎኬትን ስሚንቶን ናይ ኤሌክተሪክ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀለማትን ናይ ህንፃ መሳርሒን ካልኣትን ካብ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወልቃይት ቴክኒክ ኮሌጅ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት ናይ ሕትመት: ህንፃ መሳርሒ : ኣይቲ ተዛመድቲን : ኤሌክትሪክ : ፅሬትን : ስፖርትን: ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገብረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳሒ አቁሑት :ኤለክትሪክ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ብቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ አማልእኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊ