ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤለክትሮኒክስ ንብረታት :ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም

 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ናይ 2010ን ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድክተቅርቡትክእሉ

2 ዝተሐደሰመቅረባይነትሰርተፊኬትክተቅርቡትክእሉ

3 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪሰርተፊኬትከትቀርቡትክእሉ

4 ናይ ቫት ሰርቴፊኬትን ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ጥሪ የካቲት 2010 ዓምዴክሌርዝገበርኩሙሉመረዳእታንክተቅረቡትክእሉ

6 ጨረታሰዓርቲእንተከይንኩምዝሰዓርኩምዎንብረትዉዕሊካብዝኣሰርኩምዎዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 20 መዓልቲብፅሬትንመጠንንብናይባዕልኩምመጎዓዝያናብትካልናክተቅርቡትክእሉ 7መወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምንፌርማንክህልዎይግባእ 8 ተጫረቲዘይመለስ 30 እናከፈልኩምሰነድጨረታካብ ሃ/ሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብረትምምርካብ 05/07/2010 ዓምክሳብ 25/07/2010 ሰዓት 8:00 እናመፃእኩምክትወስዱትክእሉ

9 ተጫረቲናይጨረታዉሕስና ንፅሕፈትመሳሒብር 3000 ናይ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ናይኮንስትራክሽንኣቁሑብር 3000 CPOÂ ብጥረገንዝብብባንኪዝተረጋገፀቼክወይካልእከተትሕዙትክእሉ

11 እትህብዎዋገጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩ ን 15 መዓልቲፀኒዑይፀንሕ

12 እቲጨረታዕለት 25/07/2010 ዓምልክዕሰዓት 8:00 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለት 8:30 ኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንኮሌጅከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም

ኣብዝተረከብሉይክፈት 13ተጫረቲሰብዋናወይምተወከልተምእንተዘይተረኪቦምምክፋትከይዲስራሕጨረታኣይተኣጎጎልንወይምከይተከፈተዝምለስፖስታየለን

14ትካልናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኪቡበሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ 15 ንዝበለፀሐበሬታብኣካልኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንኮሌጅብስልኪቁፅሪ 0919529700 ደዊልኩምምሕታትትክእሉኢኩም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo