ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት ብሮድካስት መቀበሊን መረከብን ኣቅሑት :መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ፈርኒቸር :ፍሬጅ: ኢሉዉን እታወታት ምግብን ሻሂን ክበብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዘለዎ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ::

3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኮነ::

 4 ናይ ታሕሳስ ወርሒ ዲክሬስዩን ከቅርብ ዝክእልን ንመድሃኒት ኣየደልን

5 መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኽእል::

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ብዕልኩም መጎዓዝያ ናብቲ ሆስፒታል ዋጋ ብዘይምቅያራ ብፅሬትን መጠንን ክተቅርቡ እትክእል ንምግብን ሻሂ ክበብን ናይ ዓመት ዉዕሊ እትኣስሩ

7 ንመድሃኒት መረከቢ ቦታ መቀለ እዩ

8 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድርሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

9 ሰነድ ጨረታ ዝረከበሉን ኣታዊ ዝኮነሉ ቦታ ሆስፒታል ካሕሰይ አበራ ሑመራ ይከዉን ንመድሃኒት ሰነድ ኣብ መቐለ ይርከብ

10 ተጫረቲ ንእትወዳደሩ ዓይነት ነብሰ ወከፍ ሎት ዘይምለስ 25 ቅርሺ እንዳከፈልኩም ንምግቢ ኣቅሑት ቢሮ ሕትመትን ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካህሳይ አበራ ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 146 ዝተረፉ ድማ ኣብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 42 ካብ 22 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 13 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 11:00 ሰነድ ጨረታ እንዳመፃእኩም ክትወስዱ እትክእሉ

11 ንመድሃኒት መቐለ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ቢሮ ቁፅሪ 42 ይከዉን

12 ተጫረቲ ንተወዳደርሉ ነብሰ ወከፍ ዓይነት መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ንነብሰወከፍ ዓይነት ክተትሕዝ እትክእሉ ንመድሃኒት 10000 ቅርሺ ጥራሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

13 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትከፍሉ እትክእሉ

14 ጨረታ 14 መጋቢት 2010 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካህሳይ አበራ ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 163 ንመድሃኒት ድማ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

15 እቲ ሆስፒታል ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

16 ጨረታ ምስተከፈት እቲ ሆስፒታል ናይቲ ዝግዛእ መጠን 20 ሚእታዊ ናይ ምውሳክን ወይ ምቅናስ ይክእል

17 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344481035 / 0011 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo